
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መስከረም 19, 2023
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ልብያ
ዕለት ምጥፋእ
መስከረም 19, 2023
ቦታ ምጥፋእ
ልብያ
ብዕለት 19/09/2023 ካብ ልብያ ናብ ዓዲ ጣልያን ንምስጋር ባሕሪ ምስ ብዙሓት ካልኦት ይሕዋትና ተበጊሶም ተባሂሉ ኩሎም ካብታ ዕለት ንሳ ግን ክሳብ ሕጂ ደሃዮም የብልናን
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።