
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥቅምቲ 11, 2019
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሲና፣ ግብጺ
ዳኒኤል ምኪኤል ዘተባህለ ካብ ሱዳን ተጨውዩ፡ ወርሒ 02/2012 ሲና ድሕሪ ምእታዉ 35000 ሸቕ ደላር ተባሂሉ አብ ወርሒ 07/2012 15000 ደላር ተኸፈሉ ናብ እስራኤል አፉኒኖ አብ ዘቤልና ግዜ ንደሓር ግን ደሃይ አይተረኸቦን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።