
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 30, 2021
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ትግራይ ኢትዮጵያ
ዕለት ምጥፋእ
መጋቢት 30, 2021
ቦታ ምጥፋእ
ትግራይ ኢትዮጵያ
ዳናይት ምሉእብርሃን ዝተባህለት ጓል 23 ዓመትን ኣባል 32ዙርያ(ሳዋ) ኮይና፡ ድሕሪ ሳዋ ኣብ እንዳ 36ክፍለሰራዊት 4ይ ብርጌድ ተመዲባ።ኣብዚ ዝሓለፈ ዝነበረ ኲናት ናይ ትግራይ ድማ ምስ ኣሃዱኣ ኣቲያ ኔራ። ኣብ መንጎ እቲ ኲናት ንመወዳእታ ግዜ ናብ ስድራ ዝደወለትሉ ብ ዕለት 30/03/2021 ኮይኑ ብድሕሪ እዚ ግን ደሃያ የብልናን። ካልእ ንጹር ዘይኮነ ሓበሬታ ድማ ብ መፋርቅ ናይ 2022 ሕጂ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብ፡ ኣብ ትግራይ ምስ ብዙሓት ምሩኻትን እሱራትን ከምዝረኣያን ብሓንሳብ ተኣሲሮም ከም ዝነበሩ'ሞ፡ ንሱ ዝርከቦም ብዙሓት ዓድና ይሕሸና ክብሉ ከለዉ ንሳ ትርከቦም ካልኦት ውን ን ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሉ'ሞ ከምዝሰደድዎም ሓቢርና።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።