
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2013
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሲና (Sinai Peninsula, Egypt)
ዕለት ምጥፋእ
ጥሪ 1, 2013
ቦታ ምጥፋእ
ሲና (Sinai Peninsula, Egypt)
ማእከለ ተስፋምካኤል ይበሃል፡ ማእከለ ኣብ ጎልጅ ተወሊዱ ፡ክሳብ 1997 ኣብ ጎልጅ ይነብር ነሩ ፡ድሕሪ ዚ ካብ 1997-2006 ኣብ ከረን ሰከንደር ስኩል ከረን ትምህርቲ ወዲኡ ፡ከም ሰቡ ኣብ 20ዙርያ ወሪዱ፡ድሕር ዚ ከም ፖሊስ ኣብ ከባቢ ዓዲ ቀይሕ የገልግል ነሩ፡ ኣብ 2013 ድማ ከም ሰቡ ስደት ኣምሪሑ ሱዳን ኣትዩ፡ ብድሌት ብዘይ ድሌት ኣይተፈልጠን ሲና ኣትዮ ኢሉ ደዊሉ ነሩ ፡ኣብቲ ግዜ ሲና ብጣዕሚ ሕማቅ ነሩ ፡ገንዘብ ክሳብ ዝእከበሉ ፡እታ ዘይ ንርስዓ ሕንፍሽፍሽ ሲና ኣጋጢማ ፡ብድሕሪ ዚ ደሃይ ማእከለ ክሳብ ሕጂ ኣይተረክበን።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።