
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2011
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ግብፂ
ዕለት ምጥፋእ
ጥሪ 1, 2011
ቦታ ምጥፋእ
ግብፂ
ሄለን ሰለሙን ዋሲሂን ትብሃል ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ሰላም ኮይኑ ኣብ ሱዳን 3 ዓመት ፀኒሐ ካብኡ ንግብፂ ከይዳ ኣብ ግብፂ ሓደጋ መኪና ገጢምዎ እግረይ ተወቂዐ ኢላ ኣብ ሆስፒታል ኮይና 2011 ደዊላ ነይራ ብድሕሪኡ ዳሃያ ኣጥፊኣ
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።