
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሕዳር 27, 2022
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
Turin Italy
ዕለት ምጥፋእ
ሕዳር 27, 2020
ቦታ ምጥፋእ
Turin Italy
ተስፋኣለም ተኪኤ ዝተባህለ ዝዓበየሉ ዓዲ ማይ ጉንዲ ን/ዞባ ጾሮና ኮይኑ ብዕለት 27/11 2020 ካብ Veatimiglia ዶብ ናይ Italy ናብ Cannes france ኣትዩ: ንጽባሒቱ ግን ናብ Torino Italy መሊሶምኒ ኣለዉ ኢሉ ደዊሉልና ኔሩ። ካብኡ ንደሓር ግን ደሃይ የብልናን። ናይ የእምሮ ጸገም ኣለዎ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።