
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2008
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣስመራ, ኤርትራ
ፊልሞን እንድርያስ ዘገርግስ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዱ ኣብ ኤርትራ ዘዕበየ፡ ኣብ ካልማ ተዓሊሙ ኣብ ክፍለ ሰራዊት 32-22222 ተመዲቡ ክሳብ ወርሒ ሰ/2008 ኣብ ኮሮባርያ ዝነበረ። ካብ ማዓስከር ምስ ሓደ ብጻዩ ተበጊሱ ካብ 2008 ኣትሒዙ ዜናኡ ዝጠፍአ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።