
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2008
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካርቱም፡ ሱዳን
ትርሓስ ስለሙን፡ ኣስመራ ተወሊዳ ዓብያ፡ ብ2008 ዓ/ም ካብ ገዝኣ ናብ ሱዳን ኣትያ ኢላ ምስ ደወለት ብድሕሪኡ ካብ'ኣ ሕጂ ደሃይ የብልናን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።