
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሱዳን
ሩታ ፍካክ ትባሃል ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ተሰነይ ኣብ 2016 ናብ ሱዳን መጽያ ክሳብ እዚ ግርጭት ናይ ሱዳን ዝጅምር ኣብ ካርቱም ምስ ህጻን ጋላ ትነብር ኔራ ድሕሪ ኣብዚ ኩነታት ሱዳን ዝጀመረሉ ምስ ህጻን ጋላ ናብ ተሰነይ ክምለስ ኢየ ኢላትና ኔራ ድሕሪ እዚ ግን ክሳብ ሕጂ ዳሃያ የብልናን።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።