
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ታሕሳስ 2, 2018
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካርቱም፣ ሱዳን (ጀርየፍ ከባቢ)
3ል 17 ዓመት ሚሌጢ ክፍሎም ዘተሃለት ኣብ ካርቱም ሱዳን (ጀርየፍ ከባቢ ስኒማ) ብዕለት 02/12/2018 ሰዓት 7:00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ገዛ ወዲኣ ኣይተመልሰትን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።