
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2010
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ጅቡቲ ከተማ፣ ጅቡቲ
ምሉኣ ሽሙ ኢሳያስ ስይም ወልደጋብር ብ ወዲ ከረን ይዥሉዑ አብ ከረን ሽፍሹፍት ዝባህያ በታ ተወሊዱ ዓቢ ክሳብ 2010 አብ አሃዱኡ ክፍል ሰራዊት 27 ከም ዝገበረ ንፈልጠ ይኽሪሉ ናብ ጅብቲ አተዩ ዝብል ጎንጹ ዘይካ ወረ ሰማዕና ብአካል ራኦ ዝብል ሰብ ግና ክሳብ ህጃ አይረከብናንን
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።