
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 11, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣቑርደት, ኤርትራ
ሂኒባል ተመስገን ፍስሃጼን ዝተባህለ ብ1993 ኣብ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት ተወሊዱ ዝዓበየ እዩ። ብዕለት 11/6/2016 ድማ ንጉዕዞ ሱዳን ኢሉ ተበገሰ ድሓር ኣይተረኽበን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።