
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 1, 2008
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
Eritrea
ፍጽም ገበረእግኣብሄር ዘተባህለ: ዕድመ 30: ዳዲ ዳይቆንጺ (ጓንዳደግለ): ብወርሒ 7, 2008 ምስ ሓምሸተ በጽቱ: ብዘይተፈልጠ ድሃይ ስለዘጠፈአ: ከሳብ ሕጂ ውን ዝኮነ ኣበሪታ ክንርከብ ስለዘይከልናን::
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።