
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ነሓሰ 26, 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ (ዙዋራ)
ዕለት ምጥፋእ
ነሓሰ 26, 2025
ቦታ ምጥፋእ
ሊብያ (ዙዋራ)
ሓምዛ ያሲን ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ ኮይኑ ፡ ብዕለት 26/08/2025 ካብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ (ዙዋራ) ናብ ጣልያን ድሕሪ ምብጋሱ ድሃዩ ክንረክብ ኣይከኣልናን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም። ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/VOH25
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።