
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2010
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
አስመራ፣ ኤርትራ
ስመረ ወልደሚካኤል አስፍሃ፦ - ብ1990 ዓ.ም አብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርት ኢሳቅ ተወልደመድህን 12 ክፍሊዝወደኤ፡ ካብ 2001 ክሳብ 2005 አብ ገርጉስም፡ ከም ናይ ፎቶ ኤርትራ - አስመራ ናይ ደገ ስኣላይ ኮይኑ ዘሰርሑ፡ ብ2010 አብ አስመራ እናተቀመጠ እንከሎ፡ ካብ ገዜ ምስ ወደ ኣይተመለሰን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።