
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 1, 2015
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዛዊያ (ጥቓ ትሪፖሊ)፣ ሊብያ
ኣብ ወርሒ 2/2015 ካብ ሱዳን ተበጊሱ ወርሒ 3/2015 ከአ ናብ ሊብያ አትዮ። ኣብ ሊብያ ን ድራበለስ ካብ ዘዕሪፉሎ ቦታ ብ ዳዕሽ ዝተጨውየ ሓይ ሓን ንኡስ ዘተባህለ ካቦም ከተሉ ቀሪበሞም ካብ ዝነበሩ ብሂወት ኣሎ ስሚዐ ኣለኹ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።