
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ግንቦት 31, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካይሮ፡ ግብጺ
ሳሮን ርኅሎም ሰረቐ ትበሃል፡ ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ቦታ ኣስመራ (ገጀሪት ዓቢ)። ብዕለት 31/05/16 ካብ ግብጺ ንጣልያን ብባሕሪ ተበጊሳ። ካብዛ ዕለት እዚኣ ዝኾነ ሓበሬታ የልቦን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።