
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ለካቲት 5, 2026
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካምፓላ፡ ኡጋንዳ
ሂኒ ክብሮም ዓዲ ቓባ ትውልዲ ዓዲ መርከጃ ኣብ ኡጋንዳ ዝቐመጠሉ ዝነበረ ቦታ ስታላንጋ ይነብር ነይሩ ብዕለት 05,02,2026 ኣብ ጋባ ሓዲሩ ንጉሆ ናይ ሳት12 ይከወን ካባና ከይዱ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።