
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 30, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ግብጺ (Egypt)
ዕለት ምጥፋእ
ሰነ 30, 2016
ቦታ ምጥፋእ
ግብጺ (Egypt)
ስሙ ስዩም ታደሰ ይበሃል ብ አለት 30/06/2016 ብግብጺ ናብ ኢታሊ ክትኣቱ ዝተሃለት መርከብ ኣብኣ ከም ዝነበረ ድህሪኡ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኢ ታሊ ከም ዝበጽሀ ሰሚአና ድህሪኡ ግን ዝኮነ ደሃይ የብልናን።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።