
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 24, 2010
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ደቀምሓረ፣ ኤርትራ
ተወልደ ብዕለት 25/4/1984 ኣብ ሰርየ ዘባሃል ዓዲ ተወሊዱ. ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ይነብር ኔሩ: ብድሕሪ'ዚ ስግረድብ ክፍትን ተታሒዙ ናብ ሚዕመር ተዘሃለ ኣሱር ቤት ኣትዩ። ድሕሪ ቁሩብ እዋን ወን ምን ብጹቱ ብዕለት 24/7/2010 ካብ ሚእመር ኣሱር ቤት ሃደሙ ከም ዝወደ ሓበረታ ረኺብና።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።