
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሚያዝያ 9, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓሰብ፣ ኤርትራ
ፍጹም ወልዳኣብ ኣርኣያ አብ ዓሰብ አንዳ 46 ከቢድ ብረት ተመዲቡ የገልግል ድሕሪ ምንባሩ፡፡ ብ ወርሒ 8 2008 ካብ ዓሰብ ከም ዘወደ ስሚዑና፡፡ ናቤይ ከም ዘወደ ኣበይ ከም ዝኸተወን ኣበይ ከም ዘሎን ከሳብ ሕጂ ወላኣ ደየሁ ዝበሃለ የብልናን፡፡
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።