
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2003
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ
ዶጎል ኣብራሃ ኢዩ ስሙ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ገዛ ከኒሻ፥ ደበዚቶ ተወሊዱ ዓቢዩ። ብ2003 ናብ ሊብያ ኣቲዩ፣ ብድሕሪኡ ግን ዝኾነ ይኩኹ ደሃይ የብልናን።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።