
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 10, 2020
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ትሪፖሊ፣ ሊብያ
ዘርኣይ ቃልኣብ ገብረየሱስ ተመሃራይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ነበር ንኡዳን ኣትዩ ንሊብያ ድሕሪ ምቅጻሉ ደሃይ ካብ ዘይገብር 6 ዓመት ኮይኑ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።