
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 9, 2021
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሞያለ፣ ኬንያ
ራሄል መርሃዉን፡ ሰለማዊት ኣንበሳጀርን ዝበሃላ ኰይነን፡ ብዕለት 9 ሚያዝያ 2021 ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ክኣትዋ ኣብ ኣሚቺ ዝበሃል ቦታ ከም እተራእያ ዝገልጽ ሓበሬታ ኣሎ። እንተኾነ ኣብቲ ቦታ እንከለዋ ብዝተፈነወን ቶኹሲ ካብ ብጾተን ክፍለያ ተገዲደን። ክሳብ ሕጂ ድማ ክርከባ ኣይተኻእላን ዘለዋ።
ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ሰባት ካብ 09 መጋቢት 2021 ጠፍኦም ኣለዉ። ብጸሓቲ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ካብ ሞያለ ተበጊሶም ናብ ናይሮቢ ገጾም ኣትዮም። ናብ ቦታ ዝበሃል ያምቻ ምስ በጽሑ፣ ዕጡቓት ረኣዮም እሞ ነቲ መካይኖም ሓደግዎ። ገሊኦም ተረኺቦም፣ እቶም ልዕል ክልተ ግና ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽቡን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።