
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥቅምቲ 1, 2024
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣዲስ ኣበባ
ዕለት ምጥፋእ
ጥቅምቲ 1, 2024
ቦታ ምጥፋእ
ኣዲስ ኣበባ
እስማዕል ኣደም ዝተባህለ፡ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ከተማ ሰንዓፈ ኮይኑ ፡ ኣብ ወርሒ 10/2024 ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ደወለልና : ብድሕሪ'ዚ ዝኾነ ደሃይ ክገብር ኣይከኣለን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።