
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 23, 2000
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ከሰላ፡ ሱዳን
ሙሉጌታ ተኸለማርያም ሃብተሚካኤል ዝተባህለ ነጋዳይ ዝነበረ ብስራሕ ምኽንያት ንሓደ ዓመት አብ ከሰላ፡ ሱዳን ድሕሪ ምቕማጡ፡ ብዕለት 23 ሰነ 2000 ንአስመራ ይመጽእ አለኹ ኢሉ ደዊሉልና ክብቅዕ፣ ካብዚ ዝተጠቕስ ዕለት ንደሓር ደሃዩ የብልናን፡ አበይ ከም ዝኣተወ እውን ኣይንፈልጥን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።