ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 3, 2011
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ደቀምሓረ, ኤርትራ
ኣድራሻ ደቀምሓረ ዓዲ ምርጋጽ ዕድመ 25 ኣለት 3-07-2011 ካብ ገዛ ወጹ ደሃይ የብሎምን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
እወ፡ ዝፈልጦ ኣሎኒ
ስምኩም ክትህቡ ኣየድልየኩምን።
ኣይፋልን፡ ግን ከካፍሎ እኽእል እየ
እትፈልጥዎ ሰብ ክፈልጦ ይኽእል እዩ።