
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሚያዝያ 1, 1993
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣዲስ አበባ, ኢትዮጵያ
ዳኒኤል ንጉስ ኪዳነ ዝተባህለ መዓቆል ዓዲ ይቁምሓረ ደንበዛ ንኡስ ዘባ ዓዲ ተከሊዛን ከይኑ: ሚያዝያ 1993 ኣብ ኣዲስ አበባ ኢትዮጵያ ከም ዝተራእየ ኣኪ ሓበሬታ እንተነብረና: ካብዚ ንድሕረት ግን ድሃዩ ኮነ ብእልል ርአይ ዝብል ሰብ ኣይረኸብናን። ዕድሚኡ 68 ኣቢሉ ይኸውን
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።