ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኩፍራ፣ ሊብያ
ኣርሴማ ከበተ ትብሃል 10.04.2006 ተወሊዳ። ኣብ ኩፍራ ዝብህል ቦታ ሊብያ ኣላ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
እወ፡ ዝፈልጦ ኣሎኒ
ስምኩም ክትህቡ ኣየድልየኩምን።
ኣይፋልን፡ ግን ከካፍሎ እኽእል እየ
እትፈልጥዎ ሰብ ክፈልጣ ይኽእል እዩ።