
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 1998
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ተንደር ቤይ፣ ኦንታሪዮ፣ ካናዳ
ዮሴፍ "ጆሴፍ" ተስፋሚካኤል ነጉሰ ኣብ 1980 ካብ ኤርትራ (ቅድሚ 1991 "ኢትዮጵያ") ናብ ካናዳ ወጺኡ። ኣብ ቶሮንቶ፣ ካናዳ ከም ታክሲ ኣውቲስታ ይነብርን ይሰርሕን ነይሩ። ኣብ 1998 ንመወዳእታ ግዜ ንስድራቤቱ ኣብ ኤርትራ በጺሑ። ካብኡ ንደሓር ኣበይ ከም ዘሎ ኣይንፈልጥን። ካብ ንጹር ዘይኮነ ምንጭታት ሕጂ ኣብ ተንደር ቤይ፣ ኦንታሪዮ፣ ካናዳ ይነብር ከም ዘሎ ሰሚዕና። ዕድሚኡ 57-60 ዓመት ገምጋም እዩ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።