
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ታሕሳስ 1, 2022
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኒጅመገን፡ ነዘርላንድ
ኣብ ሃገረ ነዘርላንድ እዩ ዝቕመጥ ። ምሉእ ስሙ ምስግና ብርሃን ኪዳነ እዩ ። ዝዓበየሉን ዝተማህረሉን ቦታ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ (ዓዲ ባሪ) ኢዩ ። ሕጂ ኣብ ንሓተሉ ዘላና ሃገረ ነዘርልላንድ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ናይ 2022 ይድዉልን ደሃዩ ዉን ንሰምዕ ኔርና ። ሕጂ ግን ደሃዩ ካብ ዘጥፍእ ናብ ካልኣይ ዓመቱ ከይዱ ኣሎ ። ኣብ ነዘርላንድ ዝነብረሉ ከባቢ Oost ( Nijmegen ) ኢዩ ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።