
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2009
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓስብ፣ ኤርትራ
ተወልደ እምነየ ጉልበት ዝተባህለ ዓዲ ዓዲኣይቶ ኣባል 18 ዙርያ ፣ ኣሃዱ ኣብ ዓስብ ብእሉ ኣቢሉ ከሳዖ ሕጃ 4 ዓመት ገና ደሃዩ የብልናን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።