ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መስከረም 13, 2026
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ትሪፖሊ፣ ሊብያ
እዚ ኣብ ስእሊ ዘሎ ሓወይ ስሙ ዮናስ ሰሎሙን ዩ ዝባሃል ዝባቢሩ ዓዲ ግዛ-መደባይ ኑኣስ ዘብ-ዓዲ-ኪላ ዕድሙ: 26 ፡፡ ካብ ሊብያ ናብ ጣልያን ዝተገትሉ ዕለት: 13/9/2026 እቹ ኣቹም መዓዐዝቱ ካም ዝሓብሩና መሰረት ዓን ካብ ሊብያ ከባቢ 14 ሳዓታት ምስ ተዳግዝና ማዕበል ምስ በርቶ ናብ ናይ ሊብያ ናይ ነደ በታ ከም ዛኣተው እድም ሓርጨሞና ፡ ከሳብ ሕጂ ደሃይ ኣእና ዘሪኡ እንታኡለይ በዘን ተሌፎናት ርክቡና
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዮናስ ሰሎሙን ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።