
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2018
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ትሪፖሊ፡ ሊብያ
ትዕግስቲ ደሳለ ይብሃል፡ ኣብ ሱዳን ገዳርፍ ተወሊዱ ዓብዩ። ኣብ ሊብያ ክሳብ ወርሒ 12-2017 ድሃዩ ነሩኒ፡ ካብ ወርሒ 01 2018 ግን ጠቅላላ ድሃዩ ስኢነ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።