
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 1, 2009
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓድኳላ፣ ኤርትራ
መኻዛ ገብረሃወት ተኽለሃይማኖት ውቕባይ መበቆል ዓዲ ዓይላ ጉንደት ኣስያቦ መበቆል ዓዲ - ኣደላ ገዛ ሓምሊ ብሓደ መጋቢት 2009 ምስ ቃልኣብ ገብረትንኦኤ ተደላ ዘተባህለ ዓዱ ዓዲ ደኋር ከባቢ ዓዲኳላ ካብ ገዘኣ ምስ ወጻት ኣይተመልሰትን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።