ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ግንቦት 18, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካርቱም (ጂረፍ)፣ ሱዳን
ሰላም ንኣኽትኩም ይኹን ኩቡራት የሕዋት ካብዚ ብምቕጻል እዛ ኣብ ስኤሊ ትራይዋ ዘለኹም ሓፍተይ ቅሳነት ጸሙሱ ዝተባህለት ካብ ካርቱም(ጂረፍ)ዕለት 18-5-2016 ድሃያ ስለ ዝጠፈአና ዝኾነ ሰብ ራኢና ወይ ድሃያ ስሚዒ ግዝል እንተሎ ቤዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻና ንኽትሕልፉና ብትሕትና ንሓትት።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ስደደልና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ንቅሳነት ጸሙሱ ርኢኹም ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተልዩኩም፡ ብኽብረትኩም ምሳና ኣካፍሉ። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።