
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ነሓሰ 27, 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ
ኣማን ተምኖ ( aman temno) ይብሃል። ዓዲ ምሕላብ ( wedi keren )ኮይኑ ካብ ሊብያ ገማጊም ባሕሪ ብዕለት 26/08/2025 ናይ ለይቲ ናብ ዕለት 27/08/2025 ዘውጊሕ ተበጊሶም ክይድ ከምዝሓደሩ ክሳብ ስዓት 05፥55 ወጋሕታ ናይዚ ዕለት 27/08 ውን ከምዝተራከቡ አየ በጺሐዮ። ብድሕሪ አዚ ዝኮነ ድሃይ ክንረኪብ ኣይካልናን።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።