
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 9, 2021
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሞያለ፣ ኬንያ
እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ኣካላት ካብ 09 መጋቢት 2021 ጠፍኦም ኣለዉ። ብተመሳሲ መዓልቲ ካብ ሞያለ ተበጊሶም፣ ናብ ናይሮቢ ንኽኸዱ ኣብ መገዲ ነበሩ። ኣብ ቦታ ዝበሃል ያሚቻ ኣብ ዝበጽሑ ግዜ፣ ኣስታት ብረት ዝሓዙ ሰባት ርእዮም ካብቲ ማካይን ተሰውሩ። ካብዞም ገለ ተረኸቡ፣ እቶም ልዕል ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ክልተ ሰባት ግና ክሳብ ሕጂ ኣይተረኸቡን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።