
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 4, 2011
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኤርትራ ከባቢ ጾሮና
ዕለት ምጥፋእ
ሓምለ 4, 2011
ቦታ ምጥፋእ
ኤርትራ ከባቢ ጾሮና
ተስፋይ ኣብራሃም ዝተባህለ መቦቆልዓዱ ዓዲከበይ ዞባ ደቡብ ን/ዞባ መንደፈራ ኮይኑ ብ ዕለት 04/07/2011 ኣብ ከባቢ ጾሮና ቀይሕከውሒ ፡ በሪክሑጻ ፡ ዑዱፍ ዝተባህለ ቦታታት ምስ በጽሐ ብ ኣሃዱ 31 ከም ዝተታሕዘ ሰሚዕና ብድሕሪኡ ግን ደሃይ ዝብሃል ኣይረከብናን።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።