Last Seen
July 4, 2011
Last Known Location
ኤርትራ ከባቢ ጾሮና
Date of Disappearance
July 4, 2011
Place of Disappearance
ኤርትራ ከባቢ ጾሮና
ጀርመን 004915210819589 ኤፍሬም 004915212358004 ነጋሲ ዓዲ ኢንግሊዝ 00447397035092 ኤልያስ ኢትዮጵያ 00251988108659 ሰመረ ደውልሉና።
ሰላም ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን: እዚ ንኡስ ሓውና ዳሃዩ ክርከብ ሓደራኹም ሸር ከይበልኩም ኣይትሕለፉ: ታሓባበሩና:: ብፍላይ ኣብ እዋን 04/07/2011 ኣብ ከባቢ ጾሮና: ቀይሕከውሒ, በሪክሑጻ, ዑዱፍ ዝተባህለ ቦታታት ኣሃዱ 31 ዝነበርኩም ሰባት: ዳሃይ ናይ ሓደ ውሉድ ምስኣን ንስድራቤት ጓሂኡ ማዓረ ኽንደይ ከቢድ ምዃኑ ኣይትስሕትዎን ኢኹም`ሞ: ትዝክርዎን ትፈልጥዎን እንተልዩ ክትሕቡርና ብትሕትና ንሓትት:: ምሉእ ሓበሬታ: እዚ ኣብ ታሕቲ ትሪኢዎ ዘለኩም ሓውና ተስፋይ ኣብራሃም ዝተባህለ መቦቆልዓዱ ዓዲከበይ ዞባ ደቡብ ን/ዞባ መንደፈራ ኮይኑ ብ ዕለት 04/07/2011 ካብ ኤርትራ ስግረዶብ ፈቲኑ ኣብ ከባቢ ጾሮና ቀይሕከውሒ ፡ በሪክሑጻ ፡ ዑዱፍ ዝተባህለ ቦታታት ምስ በጽሐ ብ ኣሃዱ 31 ከም ዝተታሕዘ ሰሚዕና ብድሕሪኡ ግን ደሃይ ዝብሃል ኣይረከብናን ሪኤዮ ወይ ሰሚዐ ዝብል እንተሃልዩ ብ ቴሌፎን ጀርመን 004915210819589 ኤፍሬም 004915212358004 ነጋሲ ዓዲ ኢንግሊዝ 00447397035092 ኤልያስ ኢትዮጵያ 00251988108659 ሰመረ ደውልሉና። ብፍላይ ድማ ኣብቲ ቦታ ዝነበርኩም ኣሃዱ 31 ተሓባበሩና ንዝግበረልና ምትሕብባር ኣቐዲምና ነመስግን።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
If you have information about this case, please submit a tip above or contact us at info@missingfromeritrea.org.
If you have seen ተስፋይ ኣብራሃም or have any information that could help, please share it with us. Every tip matters.