This person has been found. Thank you to everyone who helped.

Last Seen
July 1, 2025
Last Known Location
Adis Abeba
Date of Disappearance
July 1, 2025
Place of Disappearance
Adis Abeba
ሊድያ ፡ ተ/ሚካኤል ትብሃል ። ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ኣብ ኤርትራ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ኮይኑ ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ጓል 24 ዓመት ኮይና ኣላ ። ኣብ መጀመርያ ዕርቂ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ከም ኩሉ ሰብ ተሰዲዳ ድሕሪ ምምጽኣ ድማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክትነብር ድሕሪ ምጽንሓ ኣብ ወርሒ 07/2025 ዓ/ም ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብመንገዲ ሱዳን ኣቢላ ናብ ሊብያ ንምብጻሕ ኢላ ምስ ተበገሰት ፡ ገና ካብ ኢትዮጵያ ከይወጸት ድማ ኣብ ከተማ ጎንደር በጺሐ ኣለኹ ብምባል ሓንሳብ ናብ ማሓዙታ ቴሌፎን ደዊላ ምንባራ ይፍለጥ ።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
If you have information about this case, please tell us using the buttons on this page, or contact us at info@missingfromeritrea.org.
If you have seen Lidya Te/mikael Tbhal or have any information that could help, please share it with us. Every tip matters.